ምስ ሰባት፣ ቦታታትን ባህልታትን ብዘይ ክእለት ናይ ቋንቋ ዕንቅፋት ትረዳዳኡ

ካሜራኹም ብምጥቃም ተርጉሙ

ካሜራኹም ናብቲ ነገር ብምምልካት ነቲ እትርኢዎ ብቕጽበት ተርጉሙ

ኢንተርኔት ኮኔክሽን የለን? ጸገም የብሉን

ብዘይ ናይ ኢንተርኔት ኮኔክሽን እቲ ክትርጉሞ እትደሊ ቋንቋ ኣውርድ

ተዘራረብ

ምስ ካብ ናትካ ዝፍለ ካልእ ቋንቋ ዝዛረብ ሰብ ተዘራረብ

'ደው በል' ዝብል ቃል ዘለዎ ናይ ብሽክለታ መንገዲ ካብ ጃፓንኛ ናብ ኢንግሊሽ ዝተተርጐመ ሓገዝቲ ምልክታትን ስእላዊ ቅርጽታትን ዘርኢ ፒክሰል ቴለፎን ናይ Translate's Offline Download ተግባር ምስ ሓገዝቲ ምልክታትን ስእላዊ ቅርጽታትን ዘርኢ ፒክሰል ቴለፎን ናይ Translate's Conversation ተግባር ምስ ሓገዝቲ ምልክታትን ስእላዊ ቅርጽታትን ዘርኢ ፒክሰል ቴለፎን

ዘረባ ብሓንሳብ ምትርጓም

እንታይ ከም ዝተባህለ ንምርዳእ ትራንስክራይብ ዝብል ወልዑ።

ካብ ዝኾነ መተግበሪ ተርጉም

ኣየናይ መተግበሪ ትጥቀሙ ኣለኹም ብዘየገድስ ዝደለኹሞ ጽሑፍ ቀዲሑኩም ንምትርጓሙ ኣብቲ ተርጉም ዝብል ጠውቅ

ጽሓፍ፣ ብቃል በል፣ ወይ ናይ ኢድ ጽሑፍ

ኣብ ኪቦርድኻ ዘየለዉ ናይ ድምጺ ወይ ናይ ብኢድካ ዝጸሓፍካዮም ቃላትን ፊደላትን ተጠቀም

ናይ Translate's Transcribe ተግባር ምስ ሓገዝቲ ምልክታትን ስእላዊ ቅርጽታትን ዘርኢ ፒክሰል ቴለፎን ናይ Translate's Tap to Translate ተግባር ምስ ሓገዝቲ ምልክታትን ስእላዊ ቅርጽታትን ዘርኢ ፒክሰል ቴለፎን ናይ Translate's Handwriting ተግባር ምስ ሓገዝቲ ምልክታትን ስእላዊ ቅርጽታትን ዘርኢ ፒክሰል ቴለፎን

ተመዝጊቡ ኣሎ

ትርጉም ሰነድ

ድሕረ ገጽ ምትርጓም

ነቲ ዝተርጎምካዮ መዝግቦ

ካብ ዝኾነ ኤልክትሮኒካዊ መሳርሒ ቃላትን ሓረጋትን ብምምዝጋብ ብቁልጡፍ ክትረኽቦም ትኽእል

ናይ Translate's Phrasebook ተግባር ምስ ሓገዝቲ ምልክታትን ስእላዊ ቅርጽታትን ዘርኢ ስእላዊ ላፕቶፕ

ኣብቲ ሰነድ እንታይ ኣሎ?

ፋይላትካ ኣቀማምጦም ከይሰሓቱ ኣብ ቦትኦም ከለዉ ክትርጎሙልካ ፋይልካ ጽዓን

ናይ Translate's ሰነድ ምትርጓም ተግባር ምስ ሓገዝቲ ምልክታትን ስእላዊ ቅርጽታትን ዘርኢ ስእላዊ ላፕቶፕ

ድሕረ ገጽ ተርጉም

ሙሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ድሕረ ገጽ ክትርጉሙ ደሊኹም? ሙሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ድሕረ ገጽ ንምትርጓም እንተደሊኹም እቲ URL ኣእትው።

ናይ Translate's ድሕረ ገጽ ምትርጓም ተግባር ምስ ሓገዝቲ ምልክታትን ስእላዊ ቅርጽታትን ዘርኢ ስእላዊ ላፕቶፕ

Google Translateን ሞክር

Google Translate ኣብ መርበብ ሓበሬታ. ምጥቃም ጀምር ወይ ድማ ነቲ ኣፕ ኣውሪድካ ኣብ ሞባይልካ ክትጥቀመሉ ጀምር እሞ ኣብ ታሕቲ ዘሎ QR ኮድ ስካን ግበር።

ምስ ዝተፈላለየ ቋንቃ ዝዛረቡ ሰባት ንምርኻብን ነዛ ዓለም ንምድህሳስን ነዛ ኣፕ ዶውንሎድ ግበራ

ነቲ መተግበሪ ርኸብ